If the Tigrinya letters on our site do not display properly, click here for help
If you are using a Microsoft Windows computer, download either GeezMahtemUnicode Font OR Download GeezTypeNet Font and save it under your system's "Fonts" folder.
If you are using an Andriod based phone, Download GeezIME for Android

Apple iPhones and iPads do not have support for geez fonts

የማነ ገብረሚካኤል

ኣንቢበዮ ደብዳበኺ(anbibeyo debdabe)
የማነ ባርያ: ኣንቢበዮ ደብዳበኺ
ኣንቢበዮ ደብዳበኺ
ኣንቢበዮ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ
ሪኤዮውን ስእሊታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ
ኣንቢበዮ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ
ሪኤዮውን ስእሊታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ

ኣይከኣልኩን ግን ካብ ሰብ ሓቢኤዮ
አንታይሞ ክብል ባዕለየ ጌረዮ
እንዳንደደኒ ውሽጠይ አንዳተቓጸለ
ኪኢለዮ ኣለኹ ሓሳበይ ሓዚለ

ሓቂዩ ኹሉ ዘረባኺ ዝኾነ
ይርዳኣኒዩ ኣይሰሓትኩዎን ኣነ

ኣይረሳዕኩኽን አንታይከሞ ክብል
ኩነታት ሒዙኒ ካብ ወዲሰብ ዝሕይል
ካብ ወዲሰብ ዝሕይል

ኣይጸላእኩኽን ምስፈተኹኺ ሓንሳብ
ዕድልዩ ኣቢዩኒ ተበቲኑኒ ቃንዛ

እንተደልኹውን ክርስዖ ቀቢጸ
ኣብ ደምዝተቐርጸ

ኣንቢበዮ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ
ሪኤዮውን ስእሊታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ
ኣንቢበዮ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ
ሪኤዮውን ስእሊታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ

ተደፋኒቐ ሕሉፍ ዘኪረዮ
ዉሕጅ ንብዓተይ ኣፍሲሰ ወዲኤዮ
ኣይከኣልኩዎን ምንባር ተበዲለ

ገደል ኮይኑኒ ዘይውጻእ ጸድፊ
መዓልታት ነዊሑ ለይቲውን ኮይኑኒ ዕጽፊ

ተጠዓምኩዎ ዓንዴል ኮይኑኒ ዕረ
እቲ መዓር ጠባይኪዩ ኣዚዩ ዝመቀረ
ኣዚዩ ዝመቀረ

ንስኺኺ ሽምዓ ኣጥዋፍ ናይ ሂወተይ
ተፈታዊት ቆጽሊ ጽላል ዓባይ ዳዕሮ

ኣንቢበዮ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ
ሪኤዮውን ስእሊታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ

ኣንቢበዮ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ
ሪኤዮውን ስእሊታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ