ሳሚኤል ፍረዝጊ
ኮተቴ(kotetie)
ወይኣነኮተቴ ዓይነይ ተዓሚተ ብወልፊ
ናይ ትኪ መስተ ተሰኒፈ
ንእስነት ሲጉዳም
ደርቢኒ ናብግዳም
ሎሚ እንክሕጎስ
ጽባሕ እጠዓስ
ሂወትደልሃመት ክሳብ መዓስ
ኢዩ ክሳብ መዓስ
ሂወት ደልሃመት
ካብ ዓመት ናብ ዓመት
ጋህሚ ኮዊልዎስ
ራኢየይ ክጽልምት
ክፍትሾ ን ልበይ
እንታይ`ዩ ድሌተይ
ከውግድ ስክፍታይ
ክፈቅዳ ንነብሰይ
ነተን ከይጠለምክወን
ፍጹም ዘይገድፋኒ
ክኽሕደን እምበር
ሕጂስ ከይመነዋኒ
ሙናዓይነይፍቅሪበይነይ
በዲለኪትማሊብዘይልበይ
ሓደራኺ ኣይትቀየምኒ
ይቅረይኹንካ ጥራሕ በልኒ
ናይ ትኪ መስተ ተሰኒፈ
ንእስነት ሲጉዳም
ደርቢኒ ናብግዳም
ሎሚ እንክሕጎስ
ጽባሕ እጠዓስ
ሂወትደልሃመት ክሳብ መዓስ
ኢዩ ክሳብ መዓስ
ሂወት ደልሃመት
ካብ ዓመት ናብ ዓመት
ጋህሚ ኮዊልዎስ
ራኢየይ ክጽልምት
ክፍትሾ ን ልበይ
እንታይ`ዩ ድሌተይ
ከውግድ ስክፍታይ
ክፈቅዳ ንነብሰይ
ነተን ከይጠለምክወን
ፍጹም ዘይገድፋኒ
ክኽሕደን እምበር
ሕጂስ ከይመነዋኒ
ሙናዓይነይፍቅሪበይነይ
በዲለኪትማሊብዘይልበይ
ሓደራኺ ኣይትቀየምኒ
ይቅረይኹንካ ጥራሕ በልኒ